| መልእኽቲ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ንመበል 25 ዕለተ መንእሰያት

ዝክረ ጥዑም ዮሐንስ ጳውሎስ ዳግማዊ ዝሠረትዎ ዓመት መጸ ብበዓለ ሆሳዕና ዝኸብር ዕለተ መንእሰያት ሎምዘመን ንመበል 25 ጊዜ ብዕለት 28 መጋቢት 2010 ዓ.ም.ፈ ዕለተ ሆሳዕና ክቢሩ ኪውዕል እዩ። እዚ በዓል እዚ ብደረጃ ሰበኻታት ዝግበር ኮይኑ አብ ሰሰለስተ ዓመት ካብ ምሉእ ዓለም ብምትእኽኻብ ዚበዓል ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ንዓመታ አብ ማድሪስ ሃገረ እስፓኛ ኪግበር ምዃኑ ሓቢርና ነቢርና።
ነዚ ናይ ሰበኻታት ዓመታዊ ዕለተ መንእሰያት ብዝምልከት ቅዱስ አቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል 16 ዝጸሓፍዋ መልእኽቲ ትማሊ ብወግዒ ከምዝተዘርገሐ ማዕከናት ዜና ቅድስት መንበር አመልኪቶም።
ዝኽበርኩም መንእሰያት ትሕዝቶ ናይዚ መልእኽቲ እዚ ኣብ ናይ መንእሰያት መደብ ቃ ...»

|